ግጉይ ተግባራት
ክርስትያናት ካብ ምንታይ ግጉይ ተግባራት እዮም ኪርሕቁ ዘለዎም፧
ህርፋን ምግቢ
ሉቃ 21:34, 35 እውን ርአ
ላግጺ
ምሳ 17:5፣ 22:10፣ 2ጴጥ 3:3, 4 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
2ዜና 36:15-21—እቶም ዓለወኛታት እስራኤላውያን ነቶም ኣምላኽ ዝለኣኾም ልኡኻት ስለ ዘላገጹሎምን ንነብያቱ ስለ ዘባጨዉሎምን፡ ከቢድ ዋጋ ኸፈሉ
-
እዮ 12:4፣ 17:2፣ 21:3፣ 34:7—እዮብ ከቢድ ፈተና ኣብ ዘሕለፈሉ እዋን ኣደዳ ላግጺ ዀይኑ ነበረ
-
ሓሶት፣ ምትላል
“ሓሶት” ርአ
ሓሶት፣ ሕሜት
“ሓሶት” ርአ
ምጕርምራም
ዘሁ 11:1 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘሁ 14:1-11, 26-30—እስራኤላውያን ኣብ ልዕሊ ሙሴን ኣሮንን ኣጕረምረሙ፣ የሆዋ ግና ኣብ ልዕሊኡ ኸም ዘጕረምረሙ ገይሩ ረኣዮ
-
ዮሃ 6:41-69—ኣይሁድ ኣብ ልዕሊ የሱስ ኣጕረምረሙ፣ ገሊኦም ደቀ መዛሙርቱ እውን ሓዲጎምዎ ኸዱ
-
ምፍርራህ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ግብ 4:15-21—እቲ ዋዕላ ኣይሁድ ንደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ ዕዮ ስብከት ደው ኬብሉ ኼፈራርሆም ፈተነ
-
ስርቂ
“ስርቂ” ርአ
ስእለ ጽዩፍ
“ስእለ ጽዩፍ” ርአ
ስኽራን፣ ምብዛሕ መስተ
ምሳ 20:1፣ 23:20, 29-35፣ 1ቈረ 5:11፣ 6:9, 10
ኤፌ 5:18፣ 1ጢሞ 3:8፣ ቲቶ 2:3፣ 1ጴጥ 4:3 እውን ርአ
“መስተ” እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘፍ 9:20-25—ኖህ ሰኸረ፣ እዚ ድማ ንካምን ንወዱ ከነኣንን ከቢድ ሓጢኣት ኪገብሩ መገዲ ኸፈተሎም
-
ዳን 5:1-6, 30—ንጉስ ቤልሻጽር ብወይኒ ምስ ሰኸረ ንየሆዋ ጸረፎ፣ ብሰንኪ እዚ ድማ ኣብ ገዛእ ርእሱን ኣብ መንግስቱን ጥፍኣት ኣምጽአ
-
ሽሕጣን
እዮ 32:21, 22፣ መዝ 5:9፣ 12:2, 3፣ ምሳ 26:24-28፣ 29:5
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ሉቃ 18:18, 19—የሱስ ንዝቐረበሉ ሽሕጣን ኣይተቐበሎን
-
ግብ 12:21-23—ንጉስ ሄሮድስ ኣግሪጳ ነቲ “ኣምላኽ እዩ” ኢሎም ዘቕረቡሉ ሽሕጣን ተቐበሎ፣ ብሰንኪ እዚ ሓጢኣቱ ኸኣ ተቐዝፈ
-
ቅትለት
ማቴ 5:21, 22፣ ማር 7:21 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘፍ 4:4-16—ቃየል ካብ የሆዋ ፍቕራዊ ምኽሪ እኳ እንተ ተዋህቦ፡ ነቲ ጻድቕ ሓዉ ኣቤል ቀተሎ
-
1ነገ 21:1-26፣ 2ነገ 9:26—እቶም እኩያት ዝነበሩ ንጉስ ኣከኣብን ንግስቲ ኢዛቤልን ብስስዐ ተላዒሎም ንናቦትን ንደቁን ኣቕተልዎም
-
ባእሲ
“ባእሲ” ርአ
ንውርምና፣ ርኽሰት፣ ምንዝርና፣ ዝሙት
“ምንዝርና” ርአ
ኣምልኾ ጣኦት
“ኣምልኾ ጣኦት” ርአ
ውድድር፣ ቅንቅን
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ማር 9:33-37፣ 10:35-45—የሱስ ንሃዋርያቱ፡ ምርኡይ ቦታ ንምርካብ ይወዳደሩ ብምንባሮም ብተደጋጋሚ ኣረሞም
-
3ዮሃ 9, 10—ድዮትሬፌስ ንኣሕዋት “ኣውራኦም” ኪኸውን ይደሊ ነበረ
-
ዓመጻ፣ ባእሲ
1ጢሞ 3:2, 3፣ ቲቶ 1:7 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ዘጸ 21:22-27—ሰባት እንተ ተባኢሶም እሞ ጕድኣት ወይ ሞት እንተ ኣስዒቦም፡ ብመሰረት ሕጊ ሙሴ ይቕጽዑ ነበሩ
-
ዘረፋ
መዝ 62:10፣ 1ቈረ 5:10, 11፣ 6:9, 10
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
ኤር 22:11-17—የሆዋ ንንጉስ ሻሉም (ዮኣሓዝ) ብሰንኪ ዘረፋን ካልእ ከቢድ ሓጢኣትን ኰነኖ
-
ሉቃ 19:2, 8—ዘኬዎስ እቲ ሓለቓ ኣከብቲ ቐረጽ ካብቲ ብምዝራፍ ዝፈጸሞ ሓጢኣት ተነስሐ፡ ከም ዚኽሕስ ድማ ቃል ኣተወ
-
ግብ 24:26, 27—ሃዋርያ ጳውሎስ ነቲ ኻብኡ ጉቦ ዚጽበ ዝነበረ ፌሊክስ ዚብሃል ሹም፡ ከምቲ ተስፋ ዝገበሮ ኣይሃቦን
-
ደም ብዘይግቡእ ምጥቃም
ዘፍ 9:4፣ ዘዳ 12:16, 23፣ ግብ 15:28, 29
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
1ሳሙ 14:32-34—እስራኤላውያን ደሙ ብግቡእ ዘይፈሰሰ ስጋ ብምብላዖም ኣብ ቅድሚ የሆዋ ሓጥኡ
-
ጃህራ
“ጃህራ” ርአ
ጉቦ ምቕባል ወይ ምሃብ
ዘጸ 23:8፣ መዝ 26:9, 10፣ ምሳ 17:23
ዘዳ 10:17፣ 16:19፣ መዝ 15:1, 5 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
1ሳሙ 8:1-5—ደቂ ነብዪ ሳሙኤል ናይ ኣቦኦም ጽቡቕ ኣብነት ኣብ ክንዲ ዚስዕቡ፡ ጉቦ ይቕበሉን ፍትሒ የቕንኑን ነበሩ
-
ነህ 6:10-13—ሸማዕያ ናይ ሓሶት ትንቢት ምእንቲ ኺንበን ንነህምያ ምእንቲ ኼፍርሆን ንዕዮ የሆዋ ዕንቅፋት ምእንቲ ኪኸውንን ተባሂሉ ተቘጽረ
-
ጐዳኢ ወረ፣ ኣብ ነገር ካልኦት ጣልቃ ምእታው
ጸርፊ
ዘጸ 22:28፣ መክ 10:20፣ ይሁ 8 እውን ርአ
-
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
-
2ሳሙ 16:5-8፣ 1ነገ 2:8, 9, 44, 46—ሺምዒ ነቲ የሆዋ ዝቐብኦ ንጉስ ጸረፎ፡ ሳዕቤኑ እውን ዓጸደ
-
ጽዩፍ ዘረባ ወይ ጽዩፍ ዋዛ
ፈንጠዝያ፣ ቀይዲ በተኽ ድግስ
ፍልልይ፣ ኑፋቐ