መደብ እቲ ‘ሰላም ስዓቡ’! ዘርእስቱ ኣኼባ ዞባ 2022
ዓርቢ
መደብ ዓርቢ ኣብ መዝሙር 29:11 እተመስረተት ኰይና፡ “የሆዋ ንህዝቡ ብሰላም ኪባርኾ እዩ” ትብል።
ቀዳም
መደብ ቀዳም ኣብ 2 ጴጥሮስ 3:14 እተመስረተት ኰይና፡ “ብዘይ ርስሓትን ብዘይ ኣበርን ኴንኩም ብሰላም . . . ክትርከቡ ተጋደሉ” ትብል።
ሰንበት
መደብ ሰንበት ኣብ ሮሜ 15:13 እተመስረተት ኰይና፡ “እቲ ተስፋ ዚህብ ኣምላኽ . . . ብዅሉ ሓጐስን ሰላምን ይምላእኩም” ትብል።
ንተኣከብቲ ዚኸውን ሓበሬታ
ንተኣከብቲ ዚኸውን ጠቓሚ ሓበሬታ።