ሕቶ 14
ከመይ ጌርካ ገንዘብካ ኸተመሓድር ትኽእል፧
“ጸወታ ዚፈቱ ይደኪ፣ ወይንን ዘይትን ዚፈቱ ኸኣ ኣይህብትምን።”
“ተለቃሒ . . . ባርያ ኣለቃሒ እዩ።”
“መን ካባኻትኩምከ እዩ ግምቢ ኺሃንጽ ዚደሊ እሞ፡ ንምውዳኡ ዚኣክል እንተ ኣልይዎ፡ ቅድም ተቐሚጡ ዘይጽብጽብ፧ እንተ ዘይኰነስ፡ መሰረት ሰሪቱ፡ ምውዳኡ ይስእን ይኸውን፣ ዝረኣይዎ ዘበሉ ኸኣ፡ ከምዚ እናበሉ ኼላግጹሉ ይጅምሩ፦ ‘እዚ ሰብኣይ እዚ ምህናጽ ጀሚሩስ፡ ምውዳኡ ስኢኑ።’”
“ምስ ጸገቡ ድማ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡
‘ሓንቲ እኳ ኸይትባኽን፡ ዝተረፈ ቝርስራስ ኣክብዎ’ በሎም።”