ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 ማርቆስ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 ትሕዝቶ 1 ዮሃንስ መጥምቕ ሰበኸ (1-8) ጥምቀት የሱስ (9-11) የሱስ ብሰይጣን ተፈተነ (12, 13) የሱስ ኣብ ገሊላ ኺሰብኽ ጀመረ (14, 15) ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ ተጸውዑ (16-20) ርኹስ መንፈስ ወጸ (21-28) የሱስ ኣብ ቅፍርናሆም ብዙሓት ኣሕወየ (29-34) ናብ ጽምዊ ቦታ ኸይዱ ጸለየ (35-39) ሓደ ድዉይ ሓወየ (40-45) 2 የሱስ ንልሙስ ኣሕወየ (1-12) የሱስ ንሌዊ ጸውዖ (13-17) ብዛዕባ ጾም ዝቐረበ ሕቶ (18-22) የሱስ፡ “ጐይታ ሰንበት” (23-28) 3 ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ሓወየ (1-6) ኣብ ገምገም ባሕሪ እተኣከበ ብዙሕ ህዝቢ (7-12) እቶም 12 ሃዋርያት (13-19) ንመንፈስ ቅዱስ ዚጸርፍ (20-30) ኣደን ኣሕዋትን የሱስ (31-35) 4 ምሳሌታት መንግስቲ ኣምላኽ (1-34) ዘራኢ (1-9) ስለምንታይ የሱስ ብምሳሌታት ከም እተዛረበ (10-12) ምሳሌ እቲ ዘራኢ ተገልጸት (13-20) ኣብ ትሕቲ ኸፈር ዚግበር መብራህቲ (21-23) ብእትሰፍርዎ መስፈሪ (24, 25) እቲ ዚድቅስ ዘራኢ (26-29) ፍረ ኣድሪ (30-32) ብምሳሌታት ይዛረቦም ነበረ (33, 34) የሱስ፡ ማዕበል ኣህድአ (35-41) 5 የሱስ ንኣጋንንቲ ናብ ሓሰማታት ሰደዶም (1-20) ጓል ያኢሮስ፣ ሓንቲ ሰበይቲ ኽዳን የሱስ ተንከየት (21-43) 6 የሱስ ኣብ ዓዱ ተቐባልነት ኣይረኸበን (1-6) ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብዛዕባ ኣገልግሎት ትእዛዝ ተዋህቦም (7-13) ሞት ዮሃንስ መጥምቕ (14-29) የሱስ ን5,000 መገበ (30-44) የሱስ ብማየ ማይ ከደ (45-52) ኣብ ጌንሳሬጥ ኣሕወየ (53-56) 7 ስርዓታት ሰብ ተቓልዐ (1-13) ርኽሰት ካብ ልቢ ይመጽእ (14-23) እምነት ሶርያ-ፊንቄኣዊት ሰበይቲ (24-30) ጸማም ሓወየ (31-37) 8 የሱስ ን4,000 መገበ (1-9) ትእምርቲ ኺርእዩ ዘቕረብዎ ሕቶ (10-13) ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያንን ሄሮድስን (14-21) ኣብ ቤት-ሳይዳ ዕዉር ሓወየ (22-26) ጴጥሮስ፡ “ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ” በለ (27-30) የሱስ ከም ዚመውት ነገሮም (31-33) ናይ ሓቂ ወደ መዝሙር ዚገብሮ ነገር (34-38) 9 ምልዋጥ የሱስ (1-13) ጋኔን ዝሓዞ ወዲ ሓወየ (14-29) ንዚኣምን፡ ኵሉ ይከኣል እዩ (23) የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (30-32) ደቀ መዛሙርቲ መኖም ከም ዚዓቢ ተኻትዑ (33-37) ዘይጻረረና ዘበለ ምሳና እዩ (38-41) መዐንቀፊታት (42-48) “ጨው ይሃሉኹም” (49, 50) 10 መውስቦን ፍትሕን (1-12) የሱስ፡ ቈልዑ ባረኸ (13-16) ሓደ ሃብታም ዘቕረቦ ሕቶ (17-25) ምእንቲ መንግስቲ ኣምላኽ ዚኽፈል መስዋእቲ (26-31) የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (32-34) ያእቆብን ዮሃንስን ዘቕረብዎ ልማኖ (35-45) የሱስ በጃ ብዙሓት (45) እቲ ዕዉር በርጢሜዎስ ሓወየ (46-52) 11 የሱስ ብዓጀባ ኣተወ (1-11) ኦም በለስ ተረግመት (12-14) የሱስ ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ (15-18) ካብታ ዝነቐጸት ኦም በለስ ዚርከብ ትምህርቲ (19-26) ንስልጣን የሱስ ብድሆ ቐረበሉ (27-33) 12 ምሳሌ እቶም ቀተልቲ ዝዀኑ ሓረስቶት (1-12) ኣምላኽን ቄሳርን (13-17) ብዛዕባ ትንሳኤ ዝቐረበ ሕቶ (18-27) ክልተ ዓበይቲ ትእዛዛት (28-34) ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ድዩ፧ (35-37ሀ) ካብ ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ (37ለ-40) ድኻ መበለት ዘውደቐተን ክልተ ሰናቲም (41-44) 13 መደምደምታ ስርዓት ዓለም (1-37) ውግእ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ጥሜት (8) ብስራት ይስበኽ (10) ብርቱዕ ጸበባ (19) ምምጻእ ወዲ ሰብ (26) ምሳሌ እታ ኦም በለስ (28-31) ንቕሑ (32-37) 14 ካህናት ንየሱስ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ (1, 2) ሓንቲ ሰበይቲ ንየሱስ ቅዱይ ቅብኢ ኣፍሰሰትሉ (3-9) ይሁዳ ንየሱስ ከድዖ (10, 11) ናይ መወዳእታ ፋስጋ (12-21) ምቛም ድራር ጐይታ (22-26) ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድ ተነግረ (27-31) የሱስ ኣብ ጌተሴማኔ ጸለየ (32-42) የሱስ ተታሕዘ (43-52) ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተገብረ መስርሕ ፍርዲ (53-65) ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ (66-72) 15 የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስ (1-15) ኣላገጹሉ (16-20) ኣብ ጐልጎታ፡ ኣብ ጕንዲ ተሸንከረ (21-32) ሞት የሱስ (33-41) የሱስ ተቐብረ (42-47) 16 የሱስ ተንስአ (1-8) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ማርቆስ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ማርቆስ—ትሕዝቶ ትግርኛ ማርቆስ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ማርቆስ ገጽ 1190-1191