ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 እያሱ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 17 18 19 20 21 22 23 24 ትሕዝቶ 1 የሆዋ ንእያሱ ኣተባብዖ (1-9) ነቲ ሕጊ ብትሕቲ መልሓስካ ኣንብቦ (8) ዮርዳኖስ ንምስጋር እተገብረ ምድላዋት (10-18) 2 እያሱ፡ ክልተ ሰለይቲ ናብ ያሪኮ ሰደደ (1-3) ረሃብ ነቶም ሰለይቲ ሓብኣቶም (4-7) ንረሃብ እተኣትወላ ቓል (8-21ሀ) ቀይሕ ገመድ ንምልክት ኰነ (18) እቶም ሰለይቲ ናብ እያሱ ተመልሱ (21ለ-24) 3 እስራኤል፡ ዮርዳኖስ ተሳገረ (1-17) 4 መዘከርታ ዚኸውን ኣእማን (1-24) 5 ኣብ ጊልጋል ተገዝሩ (1-9) ፋስጋ ተባዕለ፣ ማና ኣቋረጸ (10-12) መስፍን ሰራዊት የሆዋ (13-15) 6 መካበብያ ያሪኮ ወደቐ (1-21) ረሃብን ቤተ ሰባን ተናሕፉ (22-27) 7 እስራኤል ኣብ ዓይ ተሳዕረ (1-5) ጸሎት እያሱ (6-9) ጠንቂ እቲ ስዕረት ዝዀነ ሓጢኣት (10-15) ዓካን ተቓልዐን ብዳርባ እምኒ ተቐትለን (16-26) 8 እያሱ ንዓይ ደባይ ገበረላ (1-13) ዓይ ተታሕዘት (14-29) እቲ ሕጊ ኣብ ከረን ዔባል ተነብበ (30-35) 9 ጐራሓት ጊብዖናውያን ሰላም ኪገብሩ ደለዩ (1-15) ምትላል ጊብዖናውያን ተፈልጠ (16-21) ጊብዖናውያን ኣረይቲ ዕንጨይትን ወረድቲ ማይን ኰኑ (22-27) 10 እስራኤል ንጊብዖን ተኸላኸለላ (1-7) የሆዋ ንእስራኤል ተዋግኣሉ (8-15) ኣእማን በረድ ኣብቶም ዚሃድሙ ጸላእቲ ዘነመ (11) ጸሓይ ደው በለት (12-14) እቶም መጥቃዕቲ ዝፈነዉ ሓሙሽተ ነገስታት ተቐትሉ (16-28) ኣብ ደቡብ ዚርከባ ኸተማታት ተታሕዛ (29-43) 11 ኣብ ሰሜን ዚርከባ ኸተማታት ተታሕዛ (1-15) ዝርዝር እቶም እያሱ ዝሰዓሮም (16-23) 12 ኣብ ምብራቕ ዮርዳኖስ እተሳዕሩ ነገስታት (1-6) ኣብ ምዕራብ ዮርዳኖስ እተሳዕሩ ነገስታት (7-24) 13 ገና ዘይተታሕዘ ኽፋል እታ ምድሪ (1-7) ምምቕቓል እታ ብምብራቕ ዮርዳኖስ እትርከብ ምድሪ (8-14) ርስቲ ሮቤል (15-23) ርስቲ ጋድ (24-28) ብምብራቕ ዚርከብ ርስቲ ምናሴ (29-32) የሆዋ ርስቲ ሌዋውያን እዩ (33) 14 ምምቕቓል እታ ብምዕራብ ዮርዳኖስ እትርከብ ምድሪ (1-5) ካሌብ ንኬብሮን ወረሳ (6-15) 15 ርስቲ ይሁዳ (1-12) ጓል ካሌብ ምድሪ ተዋህባ (13-19) ከተማታት ይሁዳ (20-63) 16 ርስቲ ደቂ ዮሴፍ (1-4) ርስቲ ኤፍሬም (5-10) 17 ብምዕራብ ዚርከብ ርስቲ ምናሴ (1-13) ንደቂ ዮሴፍ እተዋህበ ተወሳኺ ምድሪ (14-18) 18 እታ ዝተረፈት ምድሪ ኣብ ሺሎ ተማቐልዋ (1-10) ርስቲ ብንያም (11-28) 19 ርስቲ ስምኦን (1-9) ርስቲ ዛብሎን (10-16) ርስቲ ይሳኮር (17-23) ርስቲ ኣሴር (24-31) ርስቲ ንፍታሌም (32-39) ርስቲ ዳን (40-48) ርስቲ እያሱ (49-51) 20 ከተማታት ዕቝባ (1-9) 21 ንሌዋውያን እተዋህባ ኸተማታት (1-42) ንደቂ ኣሮን (9-19) ንዝተረፉ ቀሃታውያን (20-26) ንደቂ ጌርሾናውያን (27-33) ንደቂ መራራውያን (34-40) የሆዋ ዘተስፈዎም ተስፋታት ተፈጺሙ (43-45) 22 ብምብራቕ ዚነብሩ ነገዳት ተመልሱ (1-8) ኣብ ጥቓ ዮርዳኖስ መሰውኢ ሰርሑ (9-12) ትርጉም እቲ መሰውኢ ተገልጸ (13-29) እተላዕለ ግጭት ደቀሰ (30-34) 23 እያሱ ንመራሕቲ እስራኤል ተሰናበቶም (1-16) ሓንቲ ቓል የሆዋ እኳ ኣይወደቐትን (14) 24 እያሱ ታሪኽ እስራኤል ዘርዘረ (1-13) ንየሆዋ ኼገልግልዎ ተማሕጸኖም (14-24) “ኣነን ቤተ ሰበይን ግና፡ ንየሆዋ ኢና እነገልግል” (15) እያሱ ምስ እስራኤል ዝኣተዎ ኺዳን (25-28) እያሱ ሞተን ተቐብረን (29-31) ኣዕጽምቲ ዮሴፍ ኣብ ሰኬም ተቐብረ (32) ኣልኣዛር ሞተን ተቐብረን (33) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ እያሱ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም እያሱ—ትሕዝቶ ትግርኛ እያሱ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt እያሱ ገጽ 285-286