ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 1 ቈረንቶስ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 14 15 16 ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1-3) ጳውሎስ ስለ ሰብ ቈረንቶስ ንኣምላኽ ኣመስገኖ (4-9) ሓድነት ኪህልዎም እተዋህበ ማዕዳ (10-17) ክርስቶስ፡ ሓይልን ጥበብን ኣምላኽ (18-25) ብየሆዋ ጥራይ ምምካሕ (26-31) 2 ስብከት ጳውሎስ ኣብ ቈረንቶስ (1-5) ጥበብ ኣምላኽ ዘለዎ ብልጫ (6-10) መንፈሳዊ ሰብን ስጋዊ ሰብን (11-16) 3 ሰብ ቈረንቶስ ገና ስጋውያን እዮም (1-4) ኣምላኽ የብቍል (5-9) መዓይይቲ ኣምላኽ (9) ሓዊ ብዚጻወር ናውቲ ምህናጽ (10-15) ንስኻትኩም ቤተ መቕደስ ኣምላኽ ኢኹም (16, 17) ጥበብ ዓለም ኣብ ኣምላኽ ዕሽነት እዩ (18-23) 4 ኣመሓድርቲ እሙናት ኪዀኑ ይግባእ (1-5) ትሕትና ክርስትያናት ኣገልገልቲ (6-13) “ክንየው እቲ ጽሑፍ ኣይትኺድ” (6) ክርስትያናት ንዓለም ምርኢት እዮም (9) ጳውሎስ ንመንፈሳውያን ደቁ ይሓልየሎም (14-21) 5 ጕዳይ ምንዝርና (1-5) ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ (6-8) ነቲ እኩይ ካባኻትኩም ኣውጽእዎ (9-13) 6 ኣብ መንጎ ክርስትያን ኣሕዋት ዚልዓል ነገር ፍርዲ (1-8) መንግስቲ ኣምላኽ ዘይወርሱ (9-11) ብሰብነትኩም ንኣምላኽ ኣኽብርዎ (12-20) “ካብ ምንዝርና ህደሙ!” (18) 7 ንዘይተመርዓዉን ንእተመርዓዉን እተዋህበ ምዕዶ (1-16) ከምቲ ኽትጽውዑ ኸለኹም ዝነበርኩምዎ፡ ከምኡ ኢልኩም ንበሩ (17-24) ዘይተመርዓዉን መበለታትን (25-40) ሓለፋታት ዘይምምርዓው (32-35) “ብጐይታ ጥራይ” ተመርዓዉ (39) 8 ብዛዕባ እቲ ንጣኦታት እተሰውአ (1-13) ንዓና ሓደ ኣምላኽ ኣሎና (5, 6) 9 ጳውሎስ ከም ሃዋርያ መጠን ዝሓደጎ ኣብነት (1-27) “ኣፍ እቲ ዜኽይድ ብዕራይ ኣይትእሰር” (9) “እንተ ዘየበሲረ ግና፡ ወይለይ!” (16) ንዅሎም ሰባት ኵሉ ምዃን (19-23) ርእሰ ግትኣት ኣብ ቅድድም ህይወት (24-27) 10 ካብ ታሪኽ እስራኤል እተጠቕሰ መለበሚ (1-13) ካብ ኣምልኾ ጣኦት ክንሃድም እተዋህበ መጠንቀቕታ (14-22) መኣዲ የሆዋን መኣዲ ኣጋንንትን (21) ኵሉ ተፈቒዱ፣ ጥቕሚ ኻልእ ምድላይ (23-33) “ኵሉ ንኽብሪ ኣምላኽ ግበርዎ” (31) 11 “ንዓይ ምሰሉ” (1) ርእስነትን ምጕልባብ ርእስን (2-16) ምብዓል ድራር ጐይታ (17-34) 12 ውህበት መንፈስ (1-11) ሓደ ሰብነት፡ ብዙሕ ኣካላት (12-31) 13 ፍቕሪ–ዝበለጸት መገዲ (1-13) 14 ውህበት ትንቢትን ቋንቋታትን (1-25) ስርዓታዊ ክርስትያናዊ ኣኼባታት (26-40) ኣንስቲ ኣብ ጉባኤ ዘለወን ቦታ (34, 35) 15 ትንሳኤ ክርስቶስ (1-11) ትንሳኤ መሰረት እምነት (12-19) ትንሳኤ የሱስ ውሕስነት ይኸውን (20-34) ስጋዊ ኣካል፡ መንፈሳዊ ኣካል (35-49) ዘይሙማትን ዘይምሕላፍን (50-57) ብዙሕ ዕዮ ጐይታ ይሃሉኹም (58) 16 ኣብ የሩሳሌም ንዝነበሩ ክርስትያናት ዚኸውን ውጽኢት (1-4) መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ (5-9) ጢሞቴዎስን ኣጵሎስን ኪበጽሑ እተገብረ መደብ (10-12) ምዕዶን ሰላምታን (13-24) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ 1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ ትግርኛ 1 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt 1 ቈረንቶስ ገጽ 1346-1347