ንቕሑ! ቍ. 2 2016 | መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ መጽሓፍ ጥራይ ድዩ፧
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ታሪኽ እቲ ልዕሊ ዝዀነ ይኹን መጽሓፍ ብዝበዝሐ ቛንቋታት እተተርጐመን እተሓትመን ዝዀነሉ ምኽንያት ኣሎ።
ንስድራ ቤት
ውሉድካ ንዕድመ ብጽሕና ኺዋጽኣሉ ምሕጋዝ
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሓሙሽተ ነጥብታት ነዚ ኣጸጋሚ እዋን ንኽትዋጽኣሉ ቐሊል ኪገብሮ ይኽእል እዩ።
ቃለ መጠይቕ
ሓደ ኽኢላ ስነ ድቂ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ
ፕሮፌሰር ያን-ደ ሱ ፈለማ ኣብ ፍልቀት እዩ ዚኣምን ነይሩ፣ ጸኒሑ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ምስ ኰነ ግና ኣተሓሳስባኡ ቐየረ።
ውቁባት ማካው
ህይወት እዘን ጽቡቓትን ዜደንቓን ኣዕዋፍ ከመይ ከም ዚመስል እስከ ርአ።
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
ኣነባብራይ ሰልክዩኒ ነይሩ
ድሚትሪ ኮርሹኖቭ ውሉፍ ኣልኮላዊ መስተ እዩ ነይሩ፣ ድሕሪ ግዜ ግና መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኼንብብ ጀመረ። ኣብ ህይወቱ ዓብዪ ለውጢ ኺገብር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧
ካብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና
ቅድሚ ሕጂ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበረ ዶናልድ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንኣምላኽ ብኸመይ ከም ዘፍለጦ፡ ኣብ ህይወቱ ለውጢ ኺገብርን ዝሓሸ ሰብኣይ ኪኸውንን ብኸመይ ከም ዝሓገዞ የዘንቱ።