ንቕሑ! ሚያዝያ 2015 | ንደቅኻ ምግሳጽ ይተርፍ ድዩ ዘሎ፧
ንደቆም ጽቡቕ ስነ ምግባራዊ ስርዓታት ኪምህርዎም ዚደልዩ ወለዲ፡ ኣንጻር እቲ ብዙሓት ሰባት ከም ቅቡል ገይሮም ዚርእይዎ ነገራት እዮም ዚገብሩ። ኰይኑ ግና፡ ብኸመይ ኢና ኣብዚ ኽንበጽሕ ክኢልና፧
ንስድራ ቤት
ንጽምዋ ብኸመይ ከም እትጻወሮ
ጽምዋ ኣብ ጥዕናኻ ዜውርዶ ጕድኣት፡ ኣብ መዓልቲ 15 ሽጋራ ምስ ምትካኽ ኪወዳደር ይኽእል እዩ። እሞኸ ንጽምዋ ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧
ንኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ብጥበብ ዲኻ እትጥቀመሉ፧
ከምኡ ትገብር እንተ ኣሊኻ ንምፍላጥ፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንዘለዋ ኣርባዕተ ሕቶታት መልሰን።
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
ብዛዕባ ኤለክትሮኒካዊ ጸወታታት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧
ቅድሚ ሕጂ ዘይሓሰብካሉ ጥቕምን ጕድኣትን ኪህልዎ ይኽእል እዩ።
ብናጻ ይቕረ በል
ንሓደ ዝበደለካ ሰብ ብኸመይ ክትሕዞ ኣሎኻ፧