ግምቢ ዘብዐኛ ግንቦት 2013 | ኣምላኽ ጨካን ድዩ፧

እቲ ሎሚ እንርእዮ ዘሎና ባህርያዊ ሓደጋታትን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዘሎ ፍርድታት ኣምላኽን ንገሊኣቶም ብዛዕባ ድራኸታት ኣምላኽ ከም ዚጠራጠሩ ገይርዎም እዩ። እቲ ናይ ሓቂ ፍጻመታት፡ ኣምላኽ ጨካን ምዃኑ ዚሕብር ድዩ፧

ገበር

ሰባት፡ ኣምላኽ ጨካን ከም ዝዀነ ዚዛረቡ ስለምንታይ እዮም፧

ሓያሎ ሰባት፡ ንኣምላኽ ከም ጨካን ወይ ከም ዘይግደስ ገይሮም እዮም ዚርእይዎ። መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ገበር

ባህርያዊ ሓደጋታት፡ ኣምላኽ ጨካን ምዃኑ ዚሕብር ድዩ፧

እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ ጭካነ ዚጸልእ ካብ ኰነ፡ ንጹሃት ሰባት ብባህርያዊ ሓደጋታት ኪጠፍኡ ዚፈቅድ ደኣ እሞ ስለምንታይ እዩ፧

ገበር

ፍርድታት ኣምላኽ፡ ጭካነ ድዩ ነይሩ፧

ነዛ ሕቶ እዚኣ ንኽንምልሳ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ኻብ ዘሎ ፍርድታት ኣምላኽ ክልተ ንርአ። ቀዳማይ፡ ኣብ ግዜ ኖህ ዝወረደ ማይ ኣይሂ፣ ካልኣይ ጥፍኣት ከነኣናውያን።

ገበር

ኣብ ኣምላኽ ትእመን ዲኻ፧

ንኣምላኽ ከም ሓደ እትእመኖ ፈታዊ ጌርካ ምስ እትፈልጦ ከመይ ዝበለ ዕግበት ክትርከብ ከም እትኽእል መርምር።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

‘ቀሺ ክኸውን እምነ ነበርኩ’

ሮበርቶ ፓቼኮ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ፡ ቀሺ ክኸውን ሸቶ ነበሮ። ንህይወቱ ዝቐየሮ እንታይ ምዃኑ ርአ።

መፍትሕ ሓጐስ ስድራ ቤት

ሰብኣይ ኣደ ወይ ሰይተቦ ንዘለወን ስድራ ቤታት ዚሕግዝ ምኽሪ

መጽሓፍ ቅዱስ ንሰብኣይ ኣደ ወይ ንሰይተቦ ምስ ፈተውትን ኣዝማድን ምስ ናይ ቅድም መጻምድትን ጥዑይ ርክብ ንኺህልዎም ኪሕግዞም ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ንኣምላኽ ቅረቦ

የሆዋ ብሓቂዶ ይሓልየልካ እዩ፧

የሆዋ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ዚሓልየልካ ምዃኑስ ንኽትኣምኖ የጸግመካ ድዩ፧ እቲ የሱስ ኣብ ዮሃንስ 6:44 እተዛረቦ ቓላት፡ ኣምላኽ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ከም ዚሓልየልና የረጋግጽ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ኣምላኽ ንኸቢድ ሓጢኣት እውን ከይተረፈ ይቕረ ይብል ድዩ፧ ስምረት ኣምላኽ ክንረክብ እንተ ደሊና፡ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

ሓቂ

ኣበይ ክትረኽባ ትኽእል፧ ንዓኻን ንስድራ ቤትካን ብኸመይ ክትጠቕመኩም ትኽእል፧ ናብቲ እነካይዶ ሰለሰተ መዓልቲ ዚወስድ ኣኼባ ኣውራጃ መጺእኻ፡ መልሱ ኽትረክብ ብኽብሪ ንዕድመካ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንሳቶም ጥራይ ዚድሕኑ ድዩ ዚመስሎም፧

መጽሓፍ ቅዱስ መን ኪድሕን ከም ዚኽእል ይገልጽ እዩ።