ግምቢ ዘብዐኛ ነሓሰ 2013 | ስእለ ጽዩፍ—ጕድኣት ዘይብሉ ድዩ ወይስ ሓደገኛ፧

ስእለ ጽዩፍ፡ ጕድኣት ዘይብሉ ድዩ ወይስ ሓደገኛ፧ ካብ ስእለ ጽዩፍ ንምልቓቕ እንታይ ምግባር የድሊ፧

ገበር

ስእለ ጽዩፍ—ጕድኣት ዘይብሉ ድዩ ወይስ ሓደገኛ፧

ስእለ ጽዩፍ ምርኣይ፡ ንውልቀ ሰባትን ንስድራ ቤታትን ብኸመይ ይጐድኦም፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

“ህይወተይ ናበይ ተምርሕ ከም ዘላ ኣርዚነ ኽሓስብ ጀመርኩ”

ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ንሓደ ሰብኣይ ንኣምላኽ ባህ ምእንቲ ኼብሎ፡ ኣመላቱን ኣተሓሳስባኡን ንኪቕይር ዝሓገዞ ብኸመይ እዩ፧

ሕቶታት ኣንበብትና

ገለ ኻብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ ሰባት፡ ስሞም ዘይተመዝገበ ስለምንታይ እዩ፧

ኵሎም እቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተጠቕሱ፡ ስሞም ግና ዘይተመዝገበ ሰባት፡ ሕማቕ ባህርያት ከም ዝነበሮም ወይ ከኣ ዘይረብሑ ሰባት ከም ዝነበሩ ጌርና ኽንድምድም ይግባእዶ፧

ንኣምላኽ ቅረቦ

‘እቲ ዘይርአ ባህርዩ፡ ብንጹር ይርአ’

ብኣምላኽ ትኣምን ዲኻ፧ ብዛዕባ ህልውናኡ ዜረጋግጽ መርትዖ ኸተቕርብ ትኽእልዶ፧

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ኖህ—ኣምላኽ ንዕኡ “ሻምናይ ርእሱ ሓለዎ”

ኖህን ስድራ ቤቱን ኣብቲ ወዲ ሰብ ቅድሚኡ ርእይዎ ዘይፈልጥ ኣዝዩ ጽንኩር እዋን፡ ብኸመይ ድሒኖም፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ገሊኡ ጸሎት ንኣምላኽ ዘየሐጕሶ ስለምንታይ እዩ፧ ኣምላኽ ንኺሰምዓና እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ቅድሚ ሕጂ ኣባላት ሃይማኖቶም ንዝነበሩ ሰባት የርሕቕዎም ድዮም፧

ሓድሓደ እዋን ውገዳ ኣድላዪ እዩ፡ ነቲ ሰብ ድማ ናብ ጉባኤ ምእንቲ ኺምለስ ኪሕግዞ ይኽእል እዩ።