ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ ኣጻውት ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ ዩኒቨርስ ሰፊሕን ድንቅን እዩ። እሞ ደኣ እዚ ዅሉ ብኸመይ ጀሚሩ፧ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መበቈል ዩኒቨርስ ዚገልጸልና ነገር ኪእመን ዚኽእል ድዩ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ንበብዓይነቱ ህይወት ንምፍጣር፡ ብፍልቀት ተጠቒሙ ድዩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ ምስቶም ኣብ ውሽጢ ነፍሲ ወከፍ ዓይነት ህይወታውያን ምስ ኵነታት ናይ ምልዋጥ ባህርይ ከም ዘሎ ዚኣምኑ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት ዚጋጮ ሓሳብ የብሉን። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣምላኽ ንምድሪ ዝፈጠራ ስለምንታይ እዩ፧ ዓለምና ብውቁብ ነገራት መሊኣ ኣላ። ካብ ጸሓይ ኣብ ግቡእ ርሕቀት ኣንቢርዋ፡ ብልክዕ መጠን ቅንን ኣቢልዋ፡ ብልክዕ ፍጥነት ዑደት ከም እትገብር ገይርዋ። ኣምላኽ ንምድሪ ኸምዚ ገይሩ ዝፈጠራ ስለምንታይ እዩ፧ ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ ትግርኛ ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020406/univ/art/1102020406_univ_sqr_xl.jpg ebtv