መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ ሞባይል ተሌፎን ኣጻውት ሞባይል ተሌፎን ሰለስተ መንእሰያት ብዛዕባ ጥቕምን ጕድኣትን ሞባይል ተሌፎን ዝሃብዎ ርእይቶ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ ተክኖሎጂ መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ስእሊ ሰሌዳ ንርእስኻ ባዕልኻ ዲኻ እትቈጻጸራ፡ ወይስ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትካ፧ ኣብ እተኣሳሰረት ዓለም እኳ እንተ ነበርካ፡ ተክኖሎጂ ኺቈጻጸረካ ግና የብሉን። ብኤለክትሮኒካዊ መሳርሒኻ ኸም እተወለፍካ ኸመይ ጌርካ ትፈልጥ፧ እዚ ጸገም እዚ እንተ ኣልዩካ፡ ከመይ ጌርካ ንህይወትካ ኽትቈጻጸሮ ትኽእል፧ ንቕሑ! ንኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ብጥበብ ዲኻ እትጥቀመሉ፧ ከምኡ ትገብር እንተ ኣሊኻ ንምፍላጥ፡ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ንዘለዋ ኣርባዕተ ሕቶታት መልሰን። መንእሰያት ዚሓትትዎ ማሕበራዊ መራኸቢ ብኸመይ እዩ ዚጸልወኒ፧ ማሕበራዊ መራኸቢ ወልፊ የትሕዝ እዩ። ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ሓሳባት፡ ንኽትቈጻጸሮ ኺሕግዘካ እዩ። ስእሊ ሰሌዳ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠንቀቐሉ ምስ መሓዙትካ ብኢንተርነት ክትራኸብ ከለኻ፡ ካብ ሓደጋታት ተጠንቀቕ። መንእሰያት ዚሓትትዎ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ህቡብ ምዃን ክሳዕ ክንደይ እዩ ኣገዳሲ፧ ገሊኦም ዝያዳ ሰዓብትን ተፈታውነትን ንምርካብ ህይወቶም ኣብ ሓደጋ የእትዉ። እሞኸ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ህቡብ ምዃን የዋጽእ ድዩ፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ሞባይል ተሌፎን መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ሞባይል ተሌፎን ትግርኛ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧—ሞባይል ተሌፎን https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502013198/univ/art/502013198_univ_sqr_xl.jpg