ስእሊ ሰሌዳ ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧ ኣጻውት ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧ ጽዒርካ ዝረኸብካዮ ገንዘብ፡ ዝደለኻዮ ኽትገብር የኽእለካ እዩ። ግናኸ፡ ብዛዕባ ገንዘብ ምክዋን ክትሓስበሉ ዘሎካ ሒደት ነገራት ኣሎ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ስእሊ ሰሌዳ መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ግምቢ ዘብዐኛ ገንዘብ ክልቃሕዶ፧ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሮ ጥበብ፡ ንኽትውስን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። ንቕሑ! ህይወትካ ኣመሓይሽ—ኣተሓሕዛ ገንዘብ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ምስ ገንዘብ እተተሓሓዘ ጸገማት ብኸመይ ኪንክዮ ይኽእል፧ ግምቢ ዘብዐኛ ገንዘብ ምክዋን ንቕሑ! ንወጻኢታትካ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ ንወጻኢታትና ብኸመይ ክንቈጻጸሮ ኸም እንኽእል ዚገልጽ ሽዱሽተ ነጥብታት ርአ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧ ስእሊ ሰሌዳ ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧ ትግርኛ ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502100006/univ/art/502100006_univ_sqr_xl.jpg