ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ኣጻውት ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው እቲ ብእንግሊዝኛ ብ2013 እተኸለሰ ናይ ቅዱሳት ጽሑፋት ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብኸመይ ከም እተዳለወ ርአ። እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ዕዮ ሕትመት ብቐሊሉ ዘይኣርግ መጽሓፍ ቅዱስ ብ2013 እተኸለሰ ትርጉም ሓዳስ ዓለም ውቁብን ብቐሊሉ ዘይኣርግን እዩ። ናብራ ቤት-ኤል ፍሉይ ምርኢት መጽሓፍ ቅዱስ ካብ መጀመርታ ታሪኽ ኣትሒዙ፡ የሆዋ ኣምላኽ ብሕታዊ ስሙ ንደቂ ሰብ ገሊጹሎም እዩ። ንዘመናት ዚኣክል፡ ስም ኣምላኽ ኣብ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተዓቀበ ርአ። ዕዮ ሕትመት ነቲ “ቕዱስ ቃል ኣምላኽ” ንምትርጓም ሕድሪ እተዋህቦም—ሮሜ 3:2 ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ዝሓለፈ ዘመን እተፈላለየ ትርጉማት መጽሓፍ ቅዱስ ኪጥቀሙሉ ጸኒሖም እዮም። ብዘመናዊ ቛንቋ እንግሊዝኛን ብኻልእ ቋንቋታትን ናይ ገዛእ ርእሶም ሓድሽ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ኬዳልዉ ዘድለዮም ደኣ ስለምንታይ እዩ፧ ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ዕዮ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ እዩ ዚምወል፧ ነቲ ብዙሓት ኣብያተ ክርስትያን ዚጥቀማሉ ሜላታት ኣይንጥቀምን ኢና። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው ዕዮ ሕትመት ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው ትግርኛ ሓድሽ መጽሓፍ ቅዱስ ምድላው https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502015161/univ/art/502015161_univ_sqr_xl.jpg