ካብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና ኣጻውት ካብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና መጽሓፍ ቅዱስ ንህይወት ሓደ እሱር ብኸመይ ከም ዝቐየሮ ርአ።—መዝሙር 68:6። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ብዛዕባና መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚነብሩ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት መልሲ ኺረኽቡሉ ይሕግዞም ኣሎ። ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧ ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም ናይ የሆዋ መሰኻኽር ንእሱራት ብመንፈሳዊ ሓጊዞምዎም ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቶም ኣብ መአረምታ ትካላት ዚርከቡ መንፈሳዊ ሓገዝ ዚደልዩ ሰባት፡ ብኸመይ እዮም ዚሕግዝዎም ዘለዉ፧ ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም ህይወት እሱራት በብሓደ ይቕየር ኣሎ ኣብ ስጳኛ ዚርከቡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ምስ ኣስታት 600 እሱራት መጽሓፍ ቅዱስ የጽንዑ ኣለዉ። እዚ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ንህይወት ሓደ እሱር ዘመሓየሾ ብኸመይ ምዃኑ ተምሃር። መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ኣነባብራይ ሰልክዩኒ ነይሩ ድሚትሪ ኮርሹኖቭ ውሉፍ ኣልኮላዊ መስተ እዩ ነይሩ፣ ድሕሪ ግዜ ግና መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ኼንብብ ጀመረ። ኣብ ህይወቱ ዓብዪ ለውጢ ኺገብር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ካብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና ኣብ ማሕበረሰብ እነበርክቶ እጃም ካብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና ትግርኛ ካብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502013390/univ/art/502013390_univ_sqr_xl.jpg