መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት ኣጻውት መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት መጽሓፍ ቅዱስ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት መልሲ ኽትረኽበሉ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእል ፍለጥ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዜቕርብዎ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ ኣብዚ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተዳለወ ብናጻ ዚቐርብ ኣሳታፊ ትምህርቲ፡ ዝደለኻዮ ትርጉም መጽሓፍ ቅዱስ ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ። ኣብቲ መጽናዕቲ፡ ንብዘለዉ ስድራ ቤትካ ወይ ንዝዀነ ዓርክኻ ኽትዕድም ትኽእል ኢኻ። ብዛዕባና መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ኣብ መላእ ዓለም፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ መደብ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ብምምራሕ እዮም ዚፍለጡ። እዚ ብኸመይ ከም ዚግበር እስከ ርአ። ሰሙናዊ ኣኼባታት ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እዩ ዚግበር፧ ኣብኡ እንታይ ከም ዚግበር እስከ ርአ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት ብዛዕባና መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502013341/univ/art/502013341_univ_sqr_xl.jpg